ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo
  • 5.0

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

  • Versão mais recente
  • Qdst Slasie

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ዱባይን ከባቢኣን ዝተዳለወ

Sobre este aplicativo

ቀንዲ ዕላማ ናይዛ App ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ።። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽ እእ
e-mail: [email protected]

ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ።። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ኣደራሻት ምእመናን ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ካብዚ ብዘይፍለ ብዘይፍለ ከኣ ምስ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር መገዲ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል ንምእመናን ካብ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ምእመናን ባህላዊ ወራርን ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል ንምእመናን ካብ ዘመን ዘመን መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን ርክብ ርክብ ርክብ ንምድልዳል ንምእመናን ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ ኣምልኾታት ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን ርክብ ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።

Versões ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo